8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀኣንስትዮ ኣብ ከተማ ከለን ንዕለት 14 መጋቢት 2020
8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀኣንስትዮ ኣብ ከተማ ከለን ንዕለት 14 መጋቢት 2020።
View Articleመበል 30 ዓመት ዝኽሪ ስርሒት ፈንቅል ኣብ ከተማ ካይዘርስ-ላውተርን ጀርመን ብመንእሰያት ህግደፍ ተባዒሉ
ማሕበራዊ ዜና፥ ዝኽሪ መበል 30 ዓመት ስርሒት ፈንቅል፡ “ፈንቅል ንልምዓት“ ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፡ ብ15 ለካቲት ኣብ ከተማ ካይዘርስ-ላውተርን (Kaiserslautern, German) ጀርመን ብመንእሰያት ህግደፍ YPFDJ ዝተዳለወ: ብሃገራዊ ሽማግለ ከተማ ካይዘርስ-ላውተርን ዝተማእከለ: ብዝተፈላለየ መሰናድኦታት...
View Articleበዓል 8 መጋቢት –ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀኣንስትዮ –ኣብ ከተማ ኑርንበርግ
ኤርትራዊ በዓል ደቂ ኣንስትዮ ብዕለት ፯-7 መጋቢት ፳፻፳-2020። ቦታ፥ Quibble Location, ጎደና፥ Augustenstrasse 25, 90461 Nürnberg.
View Article8 መጋቢት –ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀኣንስትዮ –ኣብ ከተማ ፍሪድበርግ-ቨተራው
ኤርትራዊ በዓል ደቂ ኣንስትዮ ብዕለት ፲፬-14 መጋቢት ፳፻፳-2020። ቦታ፥ Katholische Kirchengemeinde, ጎደና፥ Ludwigstrasse 24, 61169 Friedberg.
View Articleኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀኣንስትዮ –ኣብ ከተማ ከለን ንዕለት 14-3-20 * ኣይካየድን* እዩ ! Eritrean Womans...
ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀኣንስትዮ – ኣብ ከተማ ከለን ንዕለት 14-3-20 * ኣይካየድን* እዩ ! ዝኸበርክንንዝኸበርኩምን ! ብምኽንያት ኣብዚ እዋን‘ዚ ኣብ ዓለምናን ካባቢናን ተኸሲቱ ዘሎ ተላጋቢን ኣስጋእን ዝኾነ ሕማም „ለበዳ ቫይረስ ኮሮና“ ምእንቲ ድሕነትን ሓልዮት ጥዕናን...
View Articleህዝባዊ ሰሚናር ኣብ ሃገረ ጀርመን ብዛዕባ ኮሮና ሰዓት 5 ናይ ምሸት – Eritrean Conference In Germany...
ህዝባዊ ሰሚናር ብቴለኮንፈርንስ ንኤርትራውያን ነባሮ ሃ/ጀርመን * 10/04/20 – 14/04/20 ፡ ስዓት 1700 Uhr – Public Seminar via Teleconference for all Eritrean residing in Germany. መእተዊ ቁ.ተሌ-ኮንፈረንስ ና ሃገረ ጀርመን ሎሚ ብዕለት 10 ሚያዝያ 2020...
View Articleስነ-ስርዓት ኣከባብራ በዓል መስቀል ፳፻፲፫ – Sene Siriaat Akebabira Beal Meskel 2013
ስነ-ስርዓት ኣከባብራ በዓል መስቀል ፳፻፲፫ ኣብ ቤተ ክርስቲያን እንዳ ማርያም ኣብ ዋና ከተማ ኣስመራ ናይ ሃገረ ኤርትራ። Sene Siriaat Akebabira Beal Meskel 2013 Ab Bet Kristiyan Enda Maryam Ab Wana Ketema Asmera Nay Hagere Eritrea.
View Articleርሑስ በዓል መስቀል ካብ ከተማ መንደፈራ ፳፻፲፪ – Rhus Beal Meskel Kab Ketema Mendefera 2012
ርሑስ በዓል መስቀል ካብ ከተማ መንደፈራ ፳፻፲፪ – Rhus Beal Meskel Kab Ketema Mendefera 2012.
View Articleርሑስ በዓል መስቀል ካብ መድኃነ ዓለም ኣስመራ ፳፻፲፪ – Rhus Beal Meskel Kab Medhane Alem Asmara...
ርሑስ በዓል መስቀል ካብ መድኃነ ዓለም ኣስመራ ፳፻፲፪ – Rhus Beal Meskel Kab Medhane Alem Asmara 2012። ፳፯(27) ማለት ወርሓዊ በዓል ናይ መድኃነ ዓለም።
View Article