Quantcast
Channel: Events – Eritrea-Chat.Com
Browsing latest articles
Browse All 309 View Live

Image may be NSFW.
Clik here to view.

ቭድዮ –ርሑስ በዓል ልደት ይግበረልና ካብ ከተማ ጋሕተላይ ንኡስ ዞባ ግንዳዕ

ቭድዮ – ርሑስ በዓል ልደት ካብ ከተማ ጋሕተላይ ንኡስ ዞባ ግንዳዕ። Video – Rhus Beal Ldet Kab Ketema Gahtelay Nius Zoba Gindah.

View Article


Image may be NSFW.
Clik here to view.

ፑቲን ልደቱ ኣብ ሶርያ የሕሊፉ ንኽብረት ተዋህዶ ሃይማኖት ድሕሪ ዓወት ዳዕሽ – Putin Christmas...

ዘሕጉስ ዜና፥ ፑቲን ልደቱ ኣብ ሶርያ የሕሊፉ ንኽብረት ተዋህዶ ሃይማኖት ድሕሪ ዓወት ዳዕሽ። Russian president Putin christmas celebration in Damascus with Syrian president Bashar Al-Assad. After the victory of ISIS in Syria and Iraq.  

View Article


Image may be NSFW.
Clik here to view.

ጽንብል መበል 30 ዓመት ስርሒት ፈንቅል ኣብ ከተማ ማንሃይም ንዕለት 15 የካቲት 2020

Eritrean Event: ጽንብል መበል 30 ዓመት ስርሒት ፈንቅል ኣብ ከተማ ማንሃይም ንዕለት 15-2-2020።

View Article

Image may be NSFW.
Clik here to view.

ጽንብል መበል 30 ዓመት ስርሒት ፈንቅል ኣብ ከተማ ኑርንበርግ-ጀርመን ንዕለት 8 የካቲት 2020

ጽንብል መበል 30 ዓመት ስርሒት ፈንቅል ኣብ ከተማ ኑርንበርግ (ጀርመን) ንዕለት 08-2-2020።

View Article

Image may be NSFW.
Clik here to view.

ጽምብል መበል ፴-30 ዓመት ስርሒት ፊንቅል ኣብ ከተማ ዋሽንግተን ዲሲ

ጽምብል መበል ፴-30 ዓመት ስርሒት ፊንቅል ኣብ ከተማ ዋሽንግተን ዲሲ። Eritrean Fenkil Concert in Ameria – Washington DC.

View Article


Image may be NSFW.
Clik here to view.

ጽንብል መበል 30 ዓመት ስርሒት ፈንቅል ኣብ ከተማ ፍራንክፈርት ንዕለት 23 የካቲት 2020

ጽንብል መበል 30 ዓመት ስርሒት ፈንቅል ኣብ ከተማ ፍራንክፈርት ንዕለት 23 የካቲት 2020። *(Eritrean Operation Fenkil celebration in Frankfurt on 22nd February 2020.)

View Article

Image may be NSFW.
Clik here to view.

8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀኣንስትዮ ኣብ ከተማ ከለን ንዕለት 14 መጋቢት 2020

8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀኣንስትዮ ኣብ ከተማ ከለን ንዕለት 14 መጋቢት 2020።

View Article

Image may be NSFW.
Clik here to view.

መበል 30 ዓመት ዝኽሪ ስርሒት ፈንቅል ኣብ ከተማ ካይዘርስ-ላውተርን ጀርመን ብመንእሰያት ህግደፍ ተባዒሉ

ማሕበራዊ ዜና፥ ዝኽሪ መበል 30 ዓመት ስርሒት ፈንቅል፡ “ፈንቅል ንልምዓት“ ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፡ ብ15 ለካቲት ኣብ ከተማ ካይዘርስ-ላውተርን (Kaiserslautern, German) ጀርመን ብመንእሰያት ህግደፍ YPFDJ ዝተዳለወ: ብሃገራዊ ሽማግለ ከተማ ካይዘርስ-ላውተርን ዝተማእከለ: ብዝተፈላለየ መሰናድኦታት...

View Article


Image may be NSFW.
Clik here to view.

በዓል 8 መጋቢት –ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀኣንስትዮ –ኣብ ከተማ ኑርንበርግ

ኤርትራዊ በዓል ደቂ ኣንስትዮ ብዕለት ፯-7 መጋቢት ፳፻፳-2020። ቦታ፥  Quibble Location, ጎደና፥ Augustenstrasse 25, 90461 Nürnberg.

View Article


Image may be NSFW.
Clik here to view.

8 መጋቢት –ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀኣንስትዮ –ኣብ ከተማ ፍሪድበርግ-ቨተራው

ኤርትራዊ በዓል ደቂ ኣንስትዮ ብዕለት ፲፬-14 መጋቢት ፳፻፳-2020። ቦታ፥ Katholische Kirchengemeinde, ጎደና፥ Ludwigstrasse 24, 61169 Friedberg.

View Article

Image may be NSFW.
Clik here to view.

ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀኣንስትዮ –ኣብ ከተማ ከለን ንዕለት 14-3-20 * ኣይካየድን* እዩ ! Eritrean Womans...

ኣህጉራዊ  መዓልቲ  ደቀኣንስትዮ – ኣብ ከተማ ከለን ንዕለት 14-3-20 * ኣይካየድን*  እዩ !              ዝኸበርክንንዝኸበርኩምን ! ብምኽንያት ኣብዚ እዋን‘ዚ ኣብ ዓለምናን ካባቢናን ተኸሲቱ  ዘሎ ተላጋቢን  ኣስጋእን  ዝኾነ ሕማም        „ለበዳ ቫይረስ ኮሮና“   ምእንቲ ድሕነትን ሓልዮት ጥዕናን...

View Article

Image may be NSFW.
Clik here to view.

ህዝባዊ ሰሚናር ኣብ ሃገረ ጀርመን ብዛዕባ ኮሮና ሰዓት 5 ናይ ምሸት – Eritrean Conference In Germany...

ህዝባዊ ሰሚናር ብቴለኮንፈርንስ ንኤርትራውያን ነባሮ ሃ/ጀርመን * 10/04/20 – 14/04/20 ፡ ስዓት 1700 Uhr – Public Seminar via Teleconference for all Eritrean residing in Germany. መእተዊ ቁ.ተሌ-ኮንፈረንስ ና ሃገረ ጀርመን ሎሚ ብዕለት 10 ሚያዝያ 2020...

View Article

Image may be NSFW.
Clik here to view.

ስነ-ስርዓት ኣከባብራ በዓል መስቀል ፳፻፲፫ – Sene Siriaat Akebabira Beal Meskel 2013

ስነ-ስርዓት ኣከባብራ በዓል መስቀል ፳፻፲፫ ኣብ ቤተ ክርስቲያን እንዳ ማርያም ኣብ ዋና ከተማ ኣስመራ ናይ ሃገረ ኤርትራ። Sene Siriaat Akebabira Beal Meskel 2013 Ab Bet Kristiyan Enda Maryam Ab Wana Ketema Asmera Nay Hagere Eritrea.

View Article


Image may be NSFW.
Clik here to view.

ርሑስ በዓል መስቀል ካብ ከተማ መንደፈራ ፳፻፲፪ – Rhus Beal Meskel Kab Ketema Mendefera 2012

ርሑስ በዓል መስቀል ካብ ከተማ መንደፈራ ፳፻፲፪ – Rhus Beal Meskel Kab Ketema Mendefera 2012.

View Article

Image may be NSFW.
Clik here to view.

ርሑስ በዓል መስቀል ካብ መድኃነ ዓለም ኣስመራ ፳፻፲፪ – Rhus Beal Meskel Kab Medhane Alem Asmara...

ርሑስ በዓል መስቀል ካብ መድኃነ ዓለም ኣስመራ ፳፻፲፪ – Rhus Beal Meskel Kab Medhane Alem Asmara 2012። ፳፯(27) ማለት ወርሓዊ በዓል ናይ መድኃነ ዓለም።

View Article

Browsing latest articles
Browse All 309 View Live