ዜና ሓዘን – መርድእ – ኣዴና ወይዘሮ ተበርህ ገብረዮውሃንስ ኣብ መበል ፸፰(78) ዕድመኣ ብዝሓደራ ነዊሕ ሕማም ብዕለት ፱ ሓምለ ፳፻፲፮ (9.7.2016) ዓሪፋ።
ናይ ሓዘን መፋነዊ ንዕለት ፲፮ ሓምለ ፳፻፲፮(16.7.2016) ሰዓት ፲፪(12:00) ፋዱስ ኣብ Villingen-Schweningen (South-Germany) ክግብርዩ ቦታ መፋነዊ።
ቦታ – Location: Pauluskirche, Reutestrasse 43, 78056 Villingen-Schwenningen(Germany)
– RIP Eritrean Mother Adena Wezero Teberhe Gebreyohannes.