$ 0 0 Eritrean Event: ሰላም ብጾት ንዕለት 12.3.16 ኣብ ማንሃይም ተመዲቡ ዝነበረ መደብ 8 መጋቢት ብሓዘን ምኽንያት ተሪፉ ፡ ናብ ዘይተወሰነ ግዜ ተመሓላሊፉ’ኣሎ። ስለዚ ነዚ ዝምልከት ሓብሬታ ኣብ መርበብ ሓብሬታኹም ንከተውጽእዎ ብኽብሪ ይሓተኩም።