$ 0 0 Eritrean Event: ፌስቲቫል ኤርትራ ኣብ ስቶክሆልም ካብ ሓሙስ ዕለት 30-07-2015 ክሳብ ሰንበት ዕለት 02-08-2015 ኣብቲ ኩሉ ግዜ ዝካየደሉ ቦታ፡ Eggebygård, Järva folketspark ምስ ዉዕዉዕ ሃገራዊ መንፈስ ክካየድ እዩ፡፡